Fana: At a Speed of Life!

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሓደሽቲ ሹመታት ሂቡ

ብመሰረት እዚ፦

  1. ወ/ሮ ኣይሻ መሓመድ – ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት
  2. ኣይተ ኣዋሌ መሓመድ – ሓላፊ ቢሮ ኢኖቬሽንን ልምዓት ቴክኖሎጂን
  3. ወ/ሮ ቆንጂት ደበላ – ሓላፊት ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣኒስቲዮ ህፃናትን ማሕበራዊ ጉዳይን
  4. ኣይተ ሰይፈ ደምሴ- ዋና ኣካያዲ ስራሕ ትካል ፋርማሲ ከነማ
  5. ኣይተ ነብዩ ፍቃዱ – ምክትል ሓላፊ ቢሮ ዓውዲ ኢኖቬሽንን ልምዓት ቴክኖሎጂን
  6. ኣይተ ዳኛቸው ፈለቀ – ምክትል ሓላፊ ቢሮ ኢኖቬሽንን ልምዓት ቴክኖሎጂን
  7. ኣይተ መለሰ ኣንሼቦ – ምክትል ኮሚሽነር ኮሚሽን ሓረስቶትን ልምዓት ግብርናን ዓውዲ ግብርና ኤክስቴንሽን
  8. ወ/ሮ ራውዳ ከድር – ምክትል ኣካያዲት ስራሕ ዓውዲ ኦፕሬሽን ትካል ፋርማሲ ከነማ
  9. ኣይተ ሰለሞን ረጋሳ – ምክትል ኣካያዲ ስራሕ ዓውዲ ምምሕዳር ትካል ፋርማሲ ከነማ
  10. ኣይተ ወሰን መግራ – ምክትል ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳርን ፋይናንስን ህንፀት ገዘፍቲ ፕሮጀክታት
  11. ኣይተ ዮሃንስ ምትኩ- ኣማኻሪ ቢሮ ስራሕን ክእለትን
  12. ኣይተ ጥበቡ በቀለ – ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ኤጀንሲ ማሕበራት ሕብረት ስራሕ
  13. ወ/ሮ ብርሃን ሲልአምላክ- ኣማኻሪ ትካል ፋርማሲ ከነማ ብምኻን ተሸይሞም።
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.