Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ፀወታ ደርቢ ሰሜን ለንደን ትፅቢት ዝግበረሉ እንትኸውን ትማሊ ድማ ሊቨርፑል፣ ቸልሲን ማንችስተር ሲቲን ነጥቢ ደርቢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትማሊ ኣብ ዝተኻየዱ መበል 21 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚዬር ሊግ እንግሊዝ መሪሕ እቲ ሊግ ሊቨርፑል ምስ ኖቲንግሃም ፎረስት ተራኺበን 1 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ተዛዚመን። ዌስትሃም ንፉልሃም 3 ን 2 እንትስዕር፤ ማንቸስተር ሲቲ ምስ ብሬንትፎርድ ከምኡ እውን ቸልሲ ምስ ቦርንማውዝ ብተመሳሳሊ 2 ን 2 ማዕረ ተፈላሊየን። ሎሚ መዓልቲ ምሸት ኣርሰናል ምስ ቶተንሃም ዝገብረኦ ፀወታ ሰሜን ለንደን ደርቢ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ኣርሰናል ምሸት 5፡00 ንታሪኻዊት ተጋጣሚታ ቶተንሃም ኣብ ሜዳኣ ትገብሮ…
Read More...

ትፅቢት ዝግረሎም ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ድሕሪ ፀወታታት ኤፍኤ ካፕን ካራባኦ ካፕን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ ክምለስ ኢዩ። መሪሕ እቲ ሊግ ዝኾነት ሊቨርፑልን ኣብዚ ዓመት ዘደንቕ ምንቅስቓስ እናገበረት ትርከብ ኖቲንግሃም ፎረስትን ዘራኽብ ፀወታ ትፅቢት ዝግበረሉ ኢዩ። ኣብ ኣብ ሊግ ፀወታ እዚ ዓመት ንሊቨርፑል ክትስዕር ዝኸኣለት ብሕታዊት ጋንታ ዝኾነት…

ውድድር ፍፃመ ሱፐር ካፕ ኤልክላሲኮ ኣብ ስዑድ ዓረብ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ውድድር ሱፐር ካፕ ስፔን ሪያል ማድሪድን ባርሴሎናን (ኤልክላሲኮ) ዝገብረኦ ውድድር ፍፃመ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስዑድ ዓረብ ክካየድ ኢዩ፡፡ እቲ ፀወታ ስዑድ ዓረብ ስታዲየም ኣብዱላህ ስፖርት ሲቲ ምሸት ሰዓት 4 ክካየድ ኢዩ፡፡ ኣብ ፍርቂ ፍፃመ ውድድር ሱፐር ካፕ ባርሴሎና ንትሌትክ ቢልባኦ ከምኡ እውን ሪያል ማድሪድ ንሪያል…

መቻል ንስሑል ሽረ ብምስዓር መሪሕነታ ኣጠናኺራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 13 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ስሑል ሽረ ብመቻል 2 ን 1 ተሳዒራ፡፡ መቻል ንኽትዕወት ሽመልስ በቀለ ኣብ መበል 24 ደቒቕ ከምኡ እውን ግሩም ሓጎስ ኣብ መበል 39ደቒቕ ኣመዝጊቦምወን፡፡ ብሕታዊት ሸቶ ጋንታ ስሑል ሽረ ድማ ኣስቻለው ታመነ ኣብ መበል 53 ደቕቕ ኣብ ናይ ባዕሉ መረብ ኣመዝጊቡዋ፡፡…

መቐለ 70 እንደርታ ኣብ ልዕሊ ወልዋሎ ዓወት ኣመዝጊቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 13 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መቐለ 70 እንደርታ ኣብ ልዕሊ ወልዋሎ ዩንቨርስቲ ዓዲግራት 1 ን 0 ተዓዊቱ። እታ ሸቶ፥ ኣዎት ኪዳኔ ኣብ 82 ደቒቓ ኣቑፂሩዋ። ኣብ ስታዲየም ዩንቨርስቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ይካየድ ኣብ ዘሎ መበል 13 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ፥ ኣዳማ ከተማ ምስ ቅዱስ ጂወርግስ…

ባህርዳር ከተማ ንሃዋሳ ከተማ ስዒራታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 13ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ባህርዳር ከተማ ምሃዋሳ ከተማ ብምስዓር ተዓዊታ፡፡ ቀትሪ ሰዓት 9 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስና ቴክኖሎጂን ኣዳማ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ባህርዳር ከተማ ብብሕታዊት ሸቶ ጄሮም ፍሊፕ ንሃዋሳ ከተማ 1 ን 0 ክትስዕራ ክኢላ፡፡ እቲ ውፅኢት ስዒቡ ባህርዳር ከተማ ነጥባ ናብ 22…

ኣዳማ ከተማ ንወልዋሎ አዲግራት ዩኒቨርሲቲ ብምስዓር ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 12 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣዳማ ከተማ ንወልዋሎ አዲግራት ዩኒቨርሲቲ 2 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ፡፡ ኣብ ስታዲየም ኣዳማ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣብ ዝተገበረ ፀወታ÷ ኣዳማ ከተማ ንኽትዕወት ኦሜ መሓመድ፣ ነቢል ኑሪን ኤሊያስ ለገሰን ኣመዝጊቦምወን፡፡