ስፓርት
መበል 50 ኢዮቤልዩ ወርቂ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 50 ኢዮቤልዩ ወርቂ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዝተፈላለዩ ናይ መፃረዪ ውድድራት ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ።
እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ
ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna…
Read More...
ኩባኒያ ምብሮ ንሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ዕጥቂ ንምቕራብ ዘኽእሎ ስምምዕነት ኣናዊሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባኒያ መፍረዪ ዕጥቂ ስፖርት ምብሮ ንሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ዕጥቂ ንምቕራብ ዘኽእሎ ስምምዕነት ንኣርባዕተ ዓመት ኣናዊሑ።
እቲ ኩባኒያ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 2019 ጀሚሩ ምስ ፎዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ዕላዊ ስፖንሰር ቴክኒካል ብምዃን እናሰርሐ ፀኒሑ ኢዩ።
ብመሰረት እቲ ሓዱሽ ስምምዕነት ድማ ኩባኒያ ምብሮ ንደቂ…
ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንዋልያታት 5 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር መበረታትዒ ሽልማት ኣበርኪቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ናብ መበል 33 ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ ዝሓለፈ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ (ንዋልያታት) 5 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር መበረታትዒ ሽልማት ኣበርኪቱ።
እቲ ምምሕዳር ተፃወትቲ ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ብሓድነት ተደሚሮም ንዘመዝገቡዎ ውፅኢት ኣዚዩ ዕዙዝ ክብሪን ናእዳን ከምዘለዎ ምክትል ከንቲባ እቲ…
ናብ መበል 33 ዋንጫ ኣፍሪካ ዝሓለፈ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ናብ መበል 33 ዋንጫ ኣፍሪካ ዝሓለፈ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኻዊ ዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሕ ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩሉ።
ኣብቲ ስነስርዓት ኣቀባብላ፥ ሚኒስትር ባህልን ቱሪዝምን ዶ/ር ሂሩት ካሰው ፣ ኮሚሽነር ኮሚሽን ስፖርት ኤሊያስ ሽኩር ፣ ም/ኮሚሽነር ኣይተ ዱቤ ጅሎን ካልኦት ኣካላትን…
ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ናብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ምሕላፋ ኣረጋጊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ናብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ምሕላፋ ኣረጋጊፃ።
እታ ሃገራዊት ጋንታ ኒጀርን ማዳጋስካርን ባዶ ንባዶ ማዕረ ምውፀአን ስዒቡ ኢዩ 9 ነጥቢ ብመሓዝ ናብ ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ ሓሊፋ ዘላ፡፡
ኢትዮጵያን ኮትዲቧርንቧናገበረኦ ኣብ ዝነበራ ፀወታ ብመሪሕነት ኮትዲቧር 3 ን 1 ውፅኢት ካብ 80 ደቒቕ ንደሓር ተቛሪፁ።…
ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ሃገራዊተረ ጋንታ ኮትዲቧ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ትገብሮ ፀወታ ቀወምቲ ተሰለፍቲ ዕላዊ ኮይኖም፡፡
ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ሃገራዊተረ ጋንታ ኮትዲቧ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ትገብሮ ፀወታ ቀወምቲ ተሰለፍቲ ዕላዊ ኮይኖም፡፡
1.ተክለማርያምም ሻንቆ
ኣስራት ቱንጆ
ያሬድ ባየ
ኣስቻለው ታመነ
ረመዳን የሱፍ
6 .ሃብታሙ ተከስተ
ሱራፌል ዳኛቸው
ሽመልስ በቀለ
ኣማኑኤል ገ/ሚካኤል
10.ኣቡበከር ናስር
11.ጌታነህ ከበደ…
ተሳትፎ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ዝውስን ፀወታ ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 10 ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ (ዋሊያታት) ብኣሰናዳእነት ካሜሮን ንዝካየድ ፅዋዕ ኣፍሪካ መፃረዪ ፀወታኣ ሎሚ መዓልቲ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ኮትዲቧ ክትራኸብ ኢያ።
ናይ ሎሚ መዓልቲ ፀዋታ፥ ኢትዮጵያ ድሕሪ ሸሞንተ ዓመታት ተሳትፎ ፅዋዕ ኣፍሪካ ትውሰነሉ ኣገዳሲ ፀወታ ኢዩ፡፡
ድሕሪ ሰዓት ኣብ ዝግበር ፀወታ ዋሊያታት ካብቲ ፀወታ…