Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

መበል 20 ውድድር ሪሌ ማራቶን ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ዓድዋ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 20 ውድድር ሪሌ ማራቶን ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ ዓድዋ ይካየድ ኣሎ፡፡ ፕሬዚዳንት ፌደሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኮማንደር ኣትሌት ስለሺ ስህን ነቲ ውድድር ሪሌ ማራቶን ኣጀሚሮም። ብምድብ ደቂ ተባዕትዮ ሓጎስ ገብረህይወት፣ ገመቹ ዲዳን ካልኦት ፍሉጣት ኣትሌታትን ከምዝተሳተፉ ሓበሬታ ፌደሬሽን ኣትሌቲክስ የመላኽት፡ ድመዳይ ደቂ ኣንስትዮ ድማ ያለምዘርፍ የኋላው፣ እጅጋየሁ ታየን ለምለም ሃይሉን ሓዊሱ ካልኦት ኣትሌታት ናይ ምዕዋት ግምት ዝተውሃበን ኣትሌታት ከምዝተሳፋ…
Read More...

ኢትዮጵያ ቡና ንስሑል ሽረ ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 20 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ፤ ኢትዮጵያ ቡና ንስሑል ሽረ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅት ብምስዓር ተዓዊታ፡፡ ኢትዮጵያ ቡና ዝተዓወተትላ ብሕታዊት ሸቶ ኮንኮኒ ሃፊዝ ቅድሚ ዕረፍቲ ኣመዝጊቡዋ፡፡ እቲ ውፅኢት ስዒቡ ኢትዮጵያ ቡና ብ29 ነጥቢ ኣብ 4ይ ደረጃ እንትትቅመጥ ስዕረት ዘተኣናገደት ጋንታ ስሑል ሽረ…

ሉሲታት ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ኣፍሪካ ናብ ቀፃሊ ዙር ሓሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ (ሉሲታት) ንዩጋንዳ መዘነኣ ብመፍለዪ ፍፁም ቅላዕ ብምስዓር ናብ ቀፃሊ ዙር ፅዋዕ ኣፍሪካ ምሕላፋ ኣረጋጊፃ፡፡ ሉሲታት ኣብ ቀዳማይ እግሪ ፀወተአን ኣብ ካምፓላ 2 ን 0 ተሳዒረን ከምዝነበራ ይዝከር፡፡ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስታዲየም ኣበበ ቢቂላ ኣብ ዝተገበረ ናይ መልሲ ፀወታ፤ ኣረጋሽ…

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ምሸት ሊቨርፑል ምስ ኒውካስል ዩናይትድ ዘይደኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 27 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣብ ንሕንሕ ፅዋዕ ትፅቢት ዝግበረሎም ፀወታታት ሎሚ መዓልቲ ክካየዱ እዮም፡፡ መሪሕ እቲ ሊግ ሊቨርፑል ምሸት ሰዓት 5:15 ኣብ ቀፃሊ ዓመት ተሳትፎ ቻምፒየንስ ሊግ ንምርካብ ንእትነሓናሕ ኒውካስል ዩናይትድ ኣብ አንፊልድ ክተተኣናግድ ኢያ፡፡ ምሸት ሰዓት 4:30 ኣብ ካልኣይ…

ሎሚ መዓልቲ ኣብ ፕሪሚዬር ሊግ እንግሊዝ ኣርባዕተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ መበል 27 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚዬር ሊግ እንግሊዝ ኣርባዕተ ፀወታታት ዝካየዱ እንትኾኑ ምሰት 5፡15 ቼልሲ ምሽ ሳውዝሃምፕተን ፀወተአን ከካይዳ ኢየን። ምሸት ሰዓት 4፡30 ተመሳሳሊ ሰዓት ካልኦት ፀወታታት ዝካየዱ እንትኾኑ፤ ብራይተን ምስ በርንማውዝ፣ ክሪስታል ፓላስ ምስ ኣስቶን ቪላ ከምኡ እውን ወልቭስ…

ኣብ ማራቶን ኦሳካ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ጃፓን ኦሳካ ኣብ ዝተካየደ ውድድር ማራቶን ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ብደቂ ኣንስትዮን ደቂ ተባዕትዮን ዓወት ቀኒዑዎም፡፡ ብደቂ ተባዕትዮ ውድድር ማራቶን ኣትሌት ይሁንልኝ ኣዳነ ናይቲ ቦታ ሰዓት ብምምምሕያሽ ቀዳማይ ብምውፃእ ተዓዊቱ። ኣትሌት ይሁንልኝ ኣብቲ ውድድር 4 ሰዓት 5 ደቒቕን 37 ማይክሮ ሰከንድ ብምእታው…

ኣትሌት ሰለሞን ባረጋ ኣብ ውድድር ማራቶን ሲቪያ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትሌት ሰለሞን ባረጋ ኣብ ስፔን ሲቪያ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ተዓዊቱ፡፡ ኣትሌት ሰለሞን 2 ሰዓት 5 ደቒቕን 14 ሰከንድን ብምእታው ኢዩ ተዓዊቱ፡፡ እቲ ኣትሌት አብ ውድድር ማራቶን ንፈለማ እዋን ከምዝተሳተፈ ሓበሬታ ፌዴሬሽን ኣቲሌቲክስ ኢትዮጵያ የመላኽት፡፡