Fana: At a Speed of Life!

ብታክቲካል ኣጠቓቕማ ድሮን ዝሰልጠኑ ኣባላት ፖሊስን ሪፐብሊካን ጋርድን ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖሊስ ፌደራል ብታክቲካል ኣጠቓቕማ ድሮን ዘሰልጠኖም ሰብ ሞያ ፖሊስን ሪፐብሊካን ጋርድን ኣመሪቑ፡፡

ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል ኣብቲ እዋን÷ እቲ ስልጠና መኮንናት ፖሊስ ሙያዊ ሓላፍነቶም ንምውፃእ ዘለዎም ዓቕሚ ከምዘጠናኽር ገሊፆም፡፡

ስልጠና ብምዝዛም ዝተመረቑ ሰብ ሞያ ድሮን ፌደራል ፖሊስን ሪፐብሊካን ብስልጠና ዝረኸቡዎ ፍልጠት ንዝድለ ዕላማ ጥራሕ ንኸውዕሉ እውን ምዒዶም፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.