Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣረጋ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት እንግሊዝ ኣብ ኣፍሪካ ዘትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ  ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣረጋ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ኩለ ማዳይ ዝምድናታትን ሰብኣዊ መሰልን እንግሊዝ ኣብ ኣፍሪካ ሎርድ ኮሊንስ ዘተ ኣሳሊጦም፡፡

ክልቲኦም ወገናት፥ ምሕዝነት ልምዓት፣ ምትሕብባር ጉዳያት ኢኮኖሚን  ቀጣናዊ ፀጥታን እተን ሃገራት ንምጥንኻር ዘተ ኣካይዶም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.