ሃገራዊ ኮንፈረንስ ህዝቢ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ኣብ 25 ከተማታት ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊ ኮንፈረንስ ህዝቢ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ኣብ 25 ከተማታት ከመዝካየድ ተገሊፁ።
እቲ ኮንፈረንስ ብኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ኣባላት ቤት ምኽሪን ዝምራሕ ከምዝኾነ ኣብቲ ፓርቲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
ብመሰረት እዚ ነቲ ኮንፈረንስ ዝመርሑ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ኣባላት ቤት ምኽሪን ናብ ዝተፈላለያ ከተማታት ይኣትዉ ከምዘለዉ ተገሊፁ።