Fana: At a Speed of Life!

ሊቨርፑልን ኣርሰናልን ተዓዊተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ሰዓት 12 ኣብ ዝተገበረ መበል 23 ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ሊቨርፑልን ኣርሰናልን ተዓዊተን።

ሊቨርፑል ንኤፕስዊች ታውን 4 ን 1 ስዒሩ።

ኣርሰናል ድማ ንዎልቭስ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ተዓዊቱ።

ብኸሊእ መዳይ፥ ኖቲንግሃም ፎረስት 5-0 ቦርንማውዝ፣ ኤቨርተን 1-0 ብራይተን፣ ኒውካስል 3-1 ሳውዝሃምፕተን ብዝኾነ ውፅኢት ተዓዊተን።

ነቲ ውፅኢት ስዒቡ ሊቨርፑል ሓደ ተመዓራራዪ ፀወታ እናተረፎ 53 ነጥቢ ብምውህላል ነቲ ሊግ እንትመርሕ፥ ኣርሰናል ብ47 ነጥቢ ካልኣይ፣ ኖቲንግሃም ፎረስት ብ44 ነጥቢ ሳልሳይ ደረጃ ሐዘን ኣለዋ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.