ሊቨርፑል እንትትዕወት ቼልሲ ነጥቢ ተኻፊላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 32 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣብ ኣንፊልድ ንዌስትሃም ዘተኣናገደተረ ሊቨርፑል 2 ን 1 ተዓዊታ፡፡
ሊቨርፑል ንኽትዕወት ሉዊስ ዲያዝን ቨርጅል ቫን ዳይክን እንተመዝግቡ፥ ብሕታዊት ሸቶ ዌስትሃም ድማ ኣንዲ ሮበርትሰን ኣብ ናይ ባዕሉ መረብ ኣመዝጊቡዋ፡፡
ኣብ ስታዲየም ስታምፎርድ ብሪጅ ኣብ ሓደጋ ምውራድ ንትርከብ ኢፕስዊች ታውን ዘተኣናገደት ቼልሲ ብግደኣ 2 ን 2 ማዕረ ብዝኾነ ውፅኢት ተፈላሊያ፡፡
ብኻእ ፀወታ ዎልቭስ ንቶተንሃም ኣተኣናጉዳ 4 ን 2 ዝኾነ ዓወት ኣመዝጊባ ወፂኣ፡፡