Fana: At a Speed of Life!

ላዕለዋይ ልኡኽ ኣርሚ ሮያል ሞሮኮ ኣብ ምምሕዳር መርበብ ሓበሬታን ደሕንነትን ዑደት ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብዋና ኣዛዚ ኣርሚ ሮያል ሞሮኮ ሌተናል ጄኔራል መሓመድ በሪድ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ ኣብ ምምሕዳር ድሕንነት መርበብ ሓበሬታ ዑደት ኣካይዶም።
ዋና ዳይሬክተር እቲ ምምሕዳር ትዕግስት ሃሚድ ኣብቲ እዋን÷ ኢትዮጵያ ደሕንነት ሳይበር ኣብ ምርግጋፅ ትካሎም ብቴክኖሎጂ፣ ልምዓት ሓይሊ ሰብን ኣብ ኣሰራርሓ ስርዓትን እናካየደቶም ዘለው ተግባራት ኣብሪሄን፡፡
ኣብ ቀፃሊ ደሕንነት ሳይበር እተን ሃገራት ኣብ ምርግጋፅ ክልቲኦም ትካላት ኣብ ዝሰርሕዎ ስራሕቲ ዘተ ምክያዱ ኣብቲ ምምሕዳር ዝተረኸበ ሓበሬታ የረድእ፡፡
እቲ ልኡኽ ብግዲኡ÷ ኢትዮጵያ ድሕንነት ሳይበርን ሉኣላውነታን ንምሕላው ዘኽእል ብቑዕን ዘበናዊን ትካል ምህናፅ ምኽኣላ ምርኣዮም ገሊፁ፡፡
ኣብቲ ዑደቶም÷ ናይቲ ትካል ፍርያትን ግልጋሎትን፣ ማእኸል ልምዓት ክእለት ሳይበርን ካልኦት ስራሕቲ ዑደት ምግባሮም ገሊፆም፡፡
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.