Fana: At a Speed of Life!

ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ባህር ዳር ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ኣኻይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ባህር ዳር ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ኣኻይዶም፡፡

ኣብቲ ዑደት ሚኒስቴር እቶት ኣይናለም ንጉሰ ፣ ብመዓርግ ርእሰ ምምሕዳር ሓላፊ ቢሮ መተሓባበሪ ዘፈር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ኣሕመዲን መሓመድ (ዶ/ር)ን ኮሚሽን ኮሚሽነር ደበሌ ቀበታ ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ተሳቲፎም፡፡

እቶም ሓለፍቲ ስራሕ ኣብ ባህር ዳር ስራሕቲታት ልምዓት ኮሪደር ካልኦት ስራሕቲ ልምዓትን ተዘዋዊሮም ከምዝተዓዘቡ ካብ ኮሚዩኒኬሽን እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የመላኽት፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.