Fana: At a Speed of Life!

ሎሚ ኣብ ዝካየድ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሰናል ምስ ዌስትሃም ዝገብርኡ ፀወታታት ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ኣብ ዝካየድ መበል 26 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሰናል ምስ ዌስትሃም ዝገብርኡ ፀወታታት ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ።

ኤቨርተን ምስ ማንቸስተር ዩናይትድ ሰዓት 9፡30 ክጋጠማ ኢየን።

ኢፕስዊች ታውን ምስ ቶተንሃም፣ ፉልሃም ምስ ክሪስታል ፓላስ፣ ቦርንማውዝ ምስ ወልቭስ ከምኡውን ሳውዛምፕተን ምስ ብራይተን ኣብ ተመሳሳሊ ሰዓት  12፡00 ፀወተአን ከምዝገብራ እቲ ዝወፅአ መርሃ ግብሪ ይሕብር።

ኣስቶንቪላ ምስ ቼልሲ ድማ ሰዓት 2፡30 ክራኸባ ኢየን።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.