Fana: At a Speed of Life!

መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሓመድ ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ብምዃኑ ዳግም ንዝተመረፁ አቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ንምክትል ፕሬዚዳንታትን መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።

ኣብ መልእኽቶም ድማ÷ ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ብምዃኑ ዳግም ንዝተመረፁ አቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ምክትል ፕሬዚዳንት ንዝኾኑ ኣይተ ተመስገን ጥሩነህን ኣይተ ኣደም ፋራህን ሰናይ ዘበን ስራሕ ተመኒዮም፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.