Fana: At a Speed of Life!

መራሒ ፍልስጤም ማህሙድ ኣባስ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መራሒ ፍልስጤም ማህሙድ ኣባስ ኣብ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።

ማህሙድ ኣባስ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣቀባብላ ገይሮምሎም።

መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ “መከሓሓሲ ፍትሒ ንፍሪካውያንና ዘርኣ-ኣፍሪካውያን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ፅባሕን ድሕሪ ፅባሕን ክካየድ ኢዩ፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.