Fana: At a Speed of Life!

መሸጢ ዋጋ ችርቻሮ ነዳዲ ወርሒ መጋቢት ብዝነበሮ ከምዝቕፅል ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መሸጢ ዋጋ ችርቻሮ ነዳዲ ወርሒ መጋቢት ብዝነበሮ ክቕፅል ብመንግስቲ ከምዝወሰነ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ፡፡

መዕደሊ ናዳዲታትን ኩባንያታትን ኣብ ውፅኢታት ነዳዲ ብመሰረት መምርሒን ኣዋጅን ዕድጊት ነዳዲ ነቲ ውሳነ መንግስቲ ተግባራዊ ንኽገብሩ እቲ ሚኒስቴር ኣተሓሳሲቡ፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.