መበል 20 ውድድር ሪሌ ማራቶን ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ዓድዋ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 20 ውድድር ሪሌ ማራቶን ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ ዓድዋ ይካየድ ኣሎ፡፡
ፕሬዚዳንት ፌደሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኮማንደር ኣትሌት ስለሺ ስህን ነቲ ውድድር ሪሌ ማራቶን ኣጀሚሮም።
ብምድብ ደቂ ተባዕትዮ ሓጎስ ገብረህይወት፣ ገመቹ ዲዳን ካልኦት ፍሉጣት ኣትሌታትን ከምዝተሳተፉ ሓበሬታ ፌደሬሽን ኣትሌቲክስ የመላኽት፡
ድመዳይ ደቂ ኣንስትዮ ድማ ያለምዘርፍ የኋላው፣ እጅጋየሁ ታየን ለምለም ሃይሉን ሓዊሱ ካልኦት ኣትሌታት ናይ ምዕዋት ግምት ዝተውሃበን ኣትሌታት ከምዝተሳፋ ተሓቢሩ፡፡