Fana: At a Speed of Life!

መንገዲ ኣየር ቻይና ናብ ኢትዮጵያ ግልጋሎት በረራ ክህብ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ክልተ መገዲ ኣየር ቻይና ኣብ መወዳታ 2025ዓ.ም.ፈ ናብ ኢትዮጵያ ግልጋሎት በረራ ንምጅማር ትልሚ ምሓዞም ኣፍሊጦም።

ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ሲቪል ኣቬሽን ኢትዮጵያ ጌታቸው መንግሥቴ ምስ ሰብ ሃፍቲ በዓል ዋና ቻይና ዝተትሓዙ ኣፍሪካን ወርልድን ሀይናን ሓለፍቲ ስራሕ መንገዲ ዘትዮም፡፡

እቶም ዋና ዳይሬክተር ኣብቲ እዋን÷ ግልጋሎት ትራንስፖርት ኣየር ካብ ኢትዮ-ቻይና ዓውዲ ምትሕብባር ሓደ ምዃኑ ብምሕባር፤ ክልቲአን ሃገራት ብግልገሎት ኣየር ስምምዕነት መሰረት እቲ በዓል መዚ ግቡእ ሓገዝ ክምዝገብር ገሊፁ፡፡

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.