Fana: At a Speed of Life!

መንግስቲ ፌዴራል ኣብ ልዕሊ ክልላት ኢድ ዝኣትወሉ ስርዓት ዘመሓይሽ ኣዋጅ ፀዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ መበል 22 ስሩዕ ኣኼባ መንግስቲ ፌዴራል ኣብ ልዕሊ ክልላት ኢዱ ዘእትወሉ ስርዓት ንምድንጋግ ዝወፅአ መመሓየሺ ኣዋጅ ብምምርማር ኣፅዲቑ፡፡

እቲ ኣዋጅ ክሳብ ሕዚ ኣብ ስራሕ ዝነበረ ኣዋጅ ቁፅሪ 359/ 1995 ዘመሓይሽ እንትኸውን፤ ኣዋጅ ቁፅሪ 1373/2017 ብምዃን ብክልተ ድምፀ ተኣቅቦ ብኣብዝሓ ድምፂ ፀዲቑ፡፡

ብመራኦል ከድር

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.