Fana: At a Speed of Life!

መድረኽ ዘተ ምእካብ ኣጀንዳ ክልል ኣምሓራ ኣብ ከተማ ባህር ዳር ካብ ቀዳም ጀሚሩ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ምክክር መድረኽ ዘተ ምእካብ ኣጀንዳ ክልል ኣምሓራ ካብ ዝቕፅል ቀዳም ጀሚሩ ከምዘካይድ ኣፍሊጡ፡፡

እቲ ኮሚሽን ካብ 27 መጋቢት 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ከተማ ባህር ዳር ዘተ ንምክያድ ምድላው እናገበረ ከምዝርከብ እውን ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፁ ኣብ ዘውፀኦ ሓበሬታ ኣመልኪቱ፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.