መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መቐመጢ ወንበራት ኣውሮፕላን ንምግዛእ ስምምዕነት ከቲሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መገዲ ዜድ-400 ዝተብሃሉ መቐመጢ ወንበራት ኣውሮፕላን ንምግዛእ ምስ ሳፍራን ዝተብሃለ ኣፍራይ ኩባንያ ናውቲ ኣውሮፕላን ስምምዕነት ምኽታሙ ገሊፁ፡፡
በቲ ስምምዕነት መሰረት እቲ ኩባንያ ንመገዲ ኣየር ሸሞንተ ኣብ ቦይንግ 777-9 አውሮፕላናት ክፍሊ ኢኮኖሚ ዝኸውን መቐመጢታት ከምዘቕርብ ተሓቢሩ፡፡
ብመገዲ ኣየር ዝተመረፁ Z400 መቐመጢታት ንተሳፈርቲ ምችው ምዃኖም ኣብቲ መገዲ ኣየር ዝተረኸበ ሓበሬታ የረድእ፡፡