Fana: At a Speed of Life!

ሙድሪክ ብግዚያዊነት ካብ ዓለም ለኸ ውድድራት ኩዕሾ እግሪ ተኣጊዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዩክሬናዊ ተፃዋታይ ጋንታ ቼልሲ ሚካዬሎ ሙድሪክ ብግዚያዊነት ካብ ዓለም ለኸ ውድድራት ኩዕሾ እግሪ ከምዝተኣገደ ተረጋጊፁ፡፡

እቲ ተፃዋታይ ዘይተፈቐደ መበረታትዒ ቅመም ተጠቒሙ ኢዩ ብዝብል ምርመራ እናተገበረሉ ብምዃኑ ዝተመሓላለፈ ውሳነ ኢዩ ተባሂሉ፡፡

ጋንትኡ ቼልሲን ባዕሉ ሙድሪክን ማሕበር ኩዕሾ እግሪ እንግሊዝ እናካየዶ ዝርከብ ምርመራ ከምዝድግፉ ኣፍሊጦም፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.