ሚኒስትር ምክልኻል ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ኣብ ኢንዱስትሪ ኦሙኔሽን ኢንጂነሪንግ ሆሚቾ ዑደት ገይረን
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ምክልኻል ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ኣብ ግሩፕን ኢንጂነሪንግ ኢንዱስትሪ ምክልኻል ኦሙኔሽን ኢንጂነሪንግ ኢንዱስትሪ ሆሚቾ ዑደት ገይረን፡፡
ኣብ ዑደተን ኣብ ዓውዲ ማኑፋክቸሪንግ ዝተጀመሩ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ መሰረተ ልምዓታት ተዘዋዊረን ተዓዚበን፡፡
እተን ሚኒስትር ኣብ ዑደተን ኣብ ዝሃብኦ ሪኢቶ እቲ ኢንዱስትሪ ዓውዲ ምክልኻል ማኑፋክቸሪንግ እናረኣየቶ ዘላ ውፅኢት መርኣያ ምዃኑ ገሊፀን ክብል ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝተረኸበ ሓበሬታ የረድእ፡፡