Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስትር ትምህርቲ ኣብ ቤተ-መንግስቲ ፋሲል ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣብ ከተማ ጎንደር ዝርከብ ቤተ-መንግስቲ ፋሲል ዑደት ገይሮም፡፡

ካብቶም ሚንስትር ብተሳኺ ተቀዳሚ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ጎንደርን ፕሬዚዳንት ዩንቨርሲቲ ጎንደር ኣስራት ኣፀደ ወይን (ዶ/ር)ን ከምኡ እውን ካልኦት ኣመራርሓ ስራሕ መንግስቲ ኣብቲ ዑደት ተሳቲፎም፡፡

ኣብ ቀረባ እዋን ፅገና ዝተገበረሉ ቤተ-መንግስቲ ፋሲል ላዕለዎት ኣመራርሓ መንግስቲ ሓዊሱ ብዙሓት በፃሕቲ ውሽጢ ሃገርን ወፃኢን እንጎብነዩዎ ይርከቡ፡፡

ብሰላም ኣስመላሽ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.