ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሓደሽቲ ሹመታት ሂቡ
ብመሰረት እዚ፦
- ወ/ሮ ኣይሻ መሓመድ – ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት
- ኣይተ ኣዋሌ መሓመድ – ሓላፊ ቢሮ ኢኖቬሽንን ልምዓት ቴክኖሎጂን
- ወ/ሮ ቆንጂት ደበላ – ሓላፊት ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣኒስቲዮ ህፃናትን ማሕበራዊ ጉዳይን
- ኣይተ ሰይፈ ደምሴ- ዋና ኣካያዲ ስራሕ ትካል ፋርማሲ ከነማ
- ኣይተ ነብዩ ፍቃዱ – ምክትል ሓላፊ ቢሮ ዓውዲ ኢኖቬሽንን ልምዓት ቴክኖሎጂን
- ኣይተ ዳኛቸው ፈለቀ – ምክትል ሓላፊ ቢሮ ኢኖቬሽንን ልምዓት ቴክኖሎጂን
- ኣይተ መለሰ ኣንሼቦ – ምክትል ኮሚሽነር ኮሚሽን ሓረስቶትን ልምዓት ግብርናን ዓውዲ ግብርና ኤክስቴንሽን
- ወ/ሮ ራውዳ ከድር – ምክትል ኣካያዲት ስራሕ ዓውዲ ኦፕሬሽን ትካል ፋርማሲ ከነማ
- ኣይተ ሰለሞን ረጋሳ – ምክትል ኣካያዲ ስራሕ ዓውዲ ምምሕዳር ትካል ፋርማሲ ከነማ
- ኣይተ ወሰን መግራ – ምክትል ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳርን ፋይናንስን ህንፀት ገዘፍቲ ፕሮጀክታት
- ኣይተ ዮሃንስ ምትኩ- ኣማኻሪ ቢሮ ስራሕን ክእለትን
- ኣይተ ጥበቡ በቀለ – ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ኤጀንሲ ማሕበራት ሕብረት ስራሕ
- ወ/ሮ ብርሃን ሲልአምላክ- ኣማኻሪ ትካል ፋርማሲ ከነማ ብምኻን ተሸይሞም።