Fana: At a Speed of Life!

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽንያት ብምግባር መኣዲ ኣካፊሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2017 (ኢዜአ) ኤፍ ኤም ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝመፅእ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽንያት ብምግባር ኣብ ትሑት ብርኪ ናብራ ንዝርከቡ ክፋላት ሕብረተሰብ መኣዲ ኣካፊሉ፡፡

ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብቲ እዋን ከምዝገለፀኦ፥ ኣብታ ከተማ ካብ እዋን ናብ እዋን ኣብ ሕብረተሰብ ባህሊ ምትሕግጋዝ እናዓበየ ይመፅእ ኣሎ።

ሕብረተሰብ ኣብ ቀፃሊ ዝኽበር በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ሕድሕዱ ብምርድዳእን ብሕብረትን ንኸኽብር ፃውዒት ኣቕሪበን።

እቲ ምምሕዳር ከተማ ሰብ ሃፍቲን ወለንታውያንን ብምትሕብባር ዝርሖም ኣገልግሎታት ወለንታ ኣጣናኺሩ ከምዝቕፅል ገሊፀን።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.