Fana: At a Speed of Life!

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ትሑት ብርኪ ናብራ ንዝርከቡ 200 ሺሕ ወገናት መኣዲ ኣካፊሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ በዓል ትንሳኤ ምኽንያት ብምግባር ኣብ ትሑት ብርኪ ናብራ ንዝርከቡ 200 ሺሕ ወገናት መኣዲ ኣካፊሉ፡፡

እቲ ምክፋል መኣዲ ኣብ 2017 ዓ.ም ን8ይ ግዘ ዝተኻየደ ከምዝኾነ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ተዛሪበን፡፡

ብፍቅርተ ከበደ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.