Fana: At a Speed of Life!

ምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ተፍርይ ፅሬትን ተወዳዳርነትን ፍርያት ኣዕብዩ – ኣይተ መላኩ ኣለበል

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ተፍርይ ዕላዊ ካብ ዝግበር ኣትሒዙ ፍርያትታት ብፅሬትን ተወዳደርነትን እናዕበየ ምምፅኡ ሚኒስትር ኢንዳስትሪ መላኩ ኣለበል ገሊፆም።
ኣይተ መላኩ ኣለበል ከምዝበልዎ ምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ተፍርይ ናብ ዝጅመር ኣትሒዙ ንዝሓለፉ ዓመታት ብዙሓት ውፅኢት ተመዝጊቦም፡፡
ምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ተፍርይ ዝበለፀ ውፅኢታዊ ንምግባር ብዙሓት ተግባራት እናተካየዱ ከምዝርከብ ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.