ምክትል ፕሬዚዳንት ኮትዲቯር ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ፕሬዚዳንት ኮትዲቯር ቲሞኮ ሜይሌት ኮኔ ሩቶ ኣብ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።
እቶም ምክትል ፕሬዚዳንት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፥ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባ ኣቀባብላ ገይረናሎም።
ብመላኩ ገድፍን ብሩክታዊት ኣፈሩን