Fana: At a Speed of Life!

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ዩናይትድ ኪንግደም ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ዩናይትድ ኪንግደም ኣንጄላ ሬይነር ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን።

እተን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሓ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣቀባብላ ገይረሙለን።

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ዩናይትድ ኪንግደም ኣንጄላ ሬይነር ናብ ምድረ ቀደምት ኢትዮጵያ እንቋዕ ብደሓን መፅኣ ኢሎም።

ኣብ ልዑል ጉዕዞ ለውጢ እትርከብ ኢትዮጵያ ዝህልወን ፃንሒት ዕዉት ንክኸውን እምነ ክብሉ ገሊፆም።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.