ርእሰ ምምሕዳር ኦርዲን በድሪ ዝተፈላለዩ ሹመት ሂቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ሹመት ሂቦም፡፡
በዙይ መሰረት፦
1.ኣይተ ያሲን ኣብዱላሂ :- ቢሮ ሓላፊ እቶት እቲ ክልል
- ወይዘሮ ነባት መሓመድ :- ምክትል ቢሮ ሓላፊ እቶት እቲ ክልል
- ዶ/ር ኣብዲ አሚን:- ቢሮ ሓላፊ ጥዕና እቲ ክልል
- ዶ/ር ኢማን ዜይዳን :- ምክትል ቢሮ ሓላፊ ጥዕና እቲ ክልል
- ወይዘሮ ኢማን መሓመድ :- ቴክኒክን ሞያን ስልጠና ትምህርቲ እቲ ክልል
- ወይዘሮ ነቢላ ማህዲ :- ሓላፊት በዓል መዚ ሓለዋ ከባቢ እቲ ክልል
- ኣይተ ኣድናን ኣሕመድ :-ኮሚሽን ኮሚሽነር መአረሚ እቲ ክልል
- ኮማንደር ያህያ ኣብዱሰላም :- ምክትል ኮሚሽነር ኮሚሽን ገበንን ዓውዲ ምርመራ ሓደጋ ትራፊክን እቲ ክልል
- ወይዘሮ ሃናን ኣብዲ :- ሓላፊት ኤጀንሲ ኮንስትራክሽን እቲ ክልል
- ኣይተ መሓመድ ኑረዲን :-ሓላፊ በዓል መዚ ህንፀትን ቁፅፅርን እቲ ክልል
- ኣይተ ኢብሳ ኢብራሂም :- ኮሚሽን ኮሚሽነር ፕላን እቲ ክልል
12.ኣይተ ከማል ሻም ሙሳ :- ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ጉዳያ ሚሊሻ እቲ ክልል
- ኣይተ መሓመድ ዓብደላ :-ሓላፊ ቤት ፅሕፈት መኽበሪ ደንቢ እቲ ክልል ገይሮም ምሻሞም ኣብ ኮሙኒኬሽን እቲ ክልል ዝተረኸበ ሓበሬታ የረድእ፡፡