Fana: At a Speed of Life!

ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ብዕሊ ስራሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሌ/ጀነራል ታደሰ ወረደ ብዕሊ ስራሖም ጀሚሮም፡፡
ግዝያዊ ካቢኔ እቲ ክልል ሎሚ ዝተኻየደ እንትኾን÷ ሌ/ጀነራል ታደሰ ኣብ ዝቕፅሉ ኣዋርሕ ብዛዕባ ዝስርሑ ዕማማት ኣንፈት መምርሕን ሂቦም።
ኣብ ቀፃሊ ሰላምን ድሕንነትን እቲ ክልል ዘተኣማምን ንክኾን ዘኽእሉ ስራሕቲ ከምዝውግኑ ተገሊፁ፡፡

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.