Fana: At a Speed of Life!

ሰብ ሃፍቲ ቱርክ ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ክገብሩ ከምዝደልዩ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰብ ሃፍቲ ቱርክ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውድታት መዋእለ ንዋዮም ፈሰስ ክገብሩ ከምዝደልዩ ገሊፆም፡፡

ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቱርክ ኣደም መሓመድ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውድታትን ምስ ዝተዋፈሩ ተወከልቲን ሰብ ሃፍቲን ኩባንያታት ቱርክ ዘትዮም፡፡

እቶም ኣምባሳደር ኣብቲ እዋን÷ኣብ ኢትዮጵያ ዘለው ኣመራፂታት ኢንቨስትመንት፣ ዓውዲ ፋይናንስን ምበረታትዒ ኢንቨስትመንት ብዝምልከት ገለፃ ገይሮም፡፡

እቶም ሰብ ሃፍቲ ንዝተገበረሎም ገለፃ ብምንኣድ÷ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣማራፂ ኢንቨስትመንት ምስራሕ ከምዝደልዩ ምግላፆም ኣብቲ ኤምባሲ ዝተረኸበ ሓበሬታ የረድእ፡፡

 

 

 

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.