Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ኣዳማ ከተማን ወላይታ ድቻን ማዕረ ተፈላልየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ) መበል 24 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ፀወታ ኢትዮጵያ መላይታ ድቻን ኣዳማ ከተማን ብዘይምንም ሽቶ ማዕረ ተፈላልየን፡፡ ወላይታ ድቻ በቲ ሊግ ድሕሪ ኣርባዕተ ተከታታሊ ዓወት ማዕረ እንትፈላለያ÷ ኣዳማ ከተማ ድማ ኣብ ዝሓለፈ ኣርባዕ ፀወታታት ምስዓር ኣይከኣለትን፡፡ እቲ ውፅኢት ስዒቡ ወላይታ ድቻ ብ 37 ነጥቢ ኣብ 2ይ ብርኪ እንትትስራዕ÷ ኣዳማ ከተማ ድማ ኣብ 21 ነጥቢ ኣብ 15 ብርኪ ትርከብ፡፡ ፀወታ እቲ ሊግ እንትቕፅል ሎሚ ሰዓት 9 ሀድያ ሆሳእና ምስ ድሬዳዋ ከተማ ከምኡውን…
Read More...

ኣርሰናል ምስ ሪያል ማድሪድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ ምሸት እንትካየድ ኣርሰናል ምስ ሪያል ማድሪድ ክራኸባ ኢየን፡፡ ዓለም ብሃንቀውታ ኣብ ዝፅበዮን ጋንታታት ደሚቐን ክረኣያ ኣብ ዝደልያሉን ውድድር ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ፀወታ ርብዒ ፍፃመ ዝካየድ እንትኸውን፤ ኣብ ታሪኻ ናይቲ ውድድር ፅዋዕ ረኺባ ዘይፈልጥ ጋንታ ሰሜን ለንደን ኣርሰናል…

ኣትሌት ለምለም ሃይሉ ኣብ ኣካሊፎርኒያ ውድድር 5 ኪሎ ሜትሮ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ካሊፎርኒያ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ጎደና 5 ኪሎ ሜትሮ ኣትሌት ለምለም ሃይሉ ተዓዊታ። ኣትሌት ለምለም ነቲ ርሕቐት ብ15 ደቒቕን 13 ሰከንድን ብምዝዛም ኢያ ቀዳመይቲ ወፂኣ፡፡

ፋሲል ከነማ ንቅዱስ ጊዮርጊስ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 24 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ፋሲል ከነማ ንቅዱስ ጊዮርጊስ 2 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራታ፡፡ ፋሲል ከነማ ዝተዓወተትለን ክልተ ሸቶታት ጌታነህ ከበደ እንተመዝግበን፤ ብሕታዊት ሸቶ ቅዱስ ጊዮርጊስ ድማ ኣብርሃም ጌታቸው ኣመዝጊቡዋ፡፡ ፋሲል ከነማ ተኸታታሊ ሳልሳይ ዓወታ እንትተመዝግብ፤ ቅዱስ…

ኣትሌት ሓጎስ ገ/ህይወት ኣብ ውድድር ጉያ ግራንድ ስላም ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣትሌት ሓጎስ ገብረህይወት ንፈለማ እዋን እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ውድድር ትራክ ግራንድ ስላም ብ3 ሺሕ ሜትሮ ነዊሕ ርሕቐት ደቂ ተባዕትዮ ተዓዊቱ። ኣብ ኪንግስተን ኣብ ዝተኻየደ ልዑል ንሕንሕ ዝተርኣየሉ ውድድር÷ ኣትሌት ሓጎስ ነቲ ርሕቐት ንምዝዛም 7 ደቒቕ 51ሰከንድን 55 ማይክሮ ሰከንድን ወዲኡሉ። ሓጎስ ገብረህይወት…

ኣትሌት ደሳለኝ ዳኘውን የግሌ እሸቱን ኣብ 2017 ዓብዪ ጒያ ጅማ ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣትሌት ደሳለኝ ዳኘውን የግሌ እሸቱን ኣብ 2017 ውድድር ዓብዪ ጒያ ጅማ ተዓዊቶም። ሎሚ ንጎሆ ኣብ ከተማ ጅማ ኣብ ዝተገበረ ውድድር 15 ኪሎ ሜትሮ ደቂ ተባዕቲዮ ኣትሌት ደሳለኝ ዳኘው ቀዳማይ እንትወፅእ፥ ጃፋር ጀማል ካልኣይ፣ ኣብዩት ሞገስ ሳልሳይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድሮም ዛዚሞም። ብተመሳሳሊ ርሕቐት ብደቂ ኣኒስቲዮ…

ኣትሌት ድርቤ ወልተጂ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ጃማይካ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ውድድር ግራንድ ስላም ትራክ ኣትሌት ድርቤ ወልተጂ ብደቂ ኣኒስቲዮ 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ተዓዊታ። ኣትሌት ድርቤ ነቲ ርሕቐት 4:04.51 ብዝኾነ ጊዘ ብምምዝዛም ቀዳመይቲ ኮይና። እታ ኣትሌት ብ800 ሜትሮ ካልአይቲ ዝወፅአትሉ ውፅኢት ተደሚሩ ብሓፈሻ ዝረኸበቶ ነጥቢ 20…