Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ቶተንሃም ኣብ ሜዳኣን ኣብ ቅድሚ ደገፍታን ብሌስተር ተሳዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 23 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚዬር ሊግ እንግሊዝ ሰዓት 11 ቶተንሃም ምስ ሌስተር ተራኺበን ብዓወት ሌስተር ሲቲ 2 ን 1 ተዛዚሙ፡፡ ቶተንሃም ኣብቲ ሊግ ካብ ዝገበረቶም 23 ፀወታታት 7 ጥራሕ ዝሰዓረት እንትትከውን÷ 13 ፀወታታት ተሳዒራ 3 ፀወታታት ማዕረ ብምውፃእ ብ24 ነጥቢ ኣብ መበል 15 ደረጃ ትርከብ፡፡ ብተመሳሳሊ ሰዓት ክሪስታል ፓላስ ኣብ ሜዳኣ ንብሬንትፎርድ ኣተኣናጊዳ 2 ን 1 ተሳዒራ፡፡
Read More...

ሊቨርፑልን ኣርሰናልን ተዓዊተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ሰዓት 12 ኣብ ዝተገበረ መበል 23 ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ሊቨርፑልን ኣርሰናልን ተዓዊተን። ሊቨርፑል ንኤፕስዊች ታውን 4 ን 1 ስዒሩ። ኣርሰናል ድማ ንዎልቭስ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ተዓዊቱ። ብኸሊእ መዳይ፥ ኖቲንግሃም ፎረስት 5-0 ቦርንማውዝ፣ ኤቨርተን 1-0 ብራይተን፣ ኒውካስል 3-1 ሳውዝሃምፕተን ብዝኾነ…

 ማንቼስተር ሲቲ ምስ ቼልሲ ዝገብርኡ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ኣብ ዝካየድ መበል 23 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ሲቲ ምስ ቼልሲ ዝገብርኡ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ። እቲ ፀወታ ሰዓት 2፡30 ምሸት ዝካየድ እንትኸውን፥ ሩበን ዲያዝን ጀረሚ ዶኩን ብምኽኒያት መጉዳእቲ ኣይስለፉን። ኣብ ጋንታ እኩብ ማንቼስተር ሲቲ፥ ሓደሽቲ ፈረምቲ ኤማር ማርሙሽ፣…

ፒኤስጂ ከማንቼስተር ሲቲ ኣብ 7ይ ዙር 2ይ መዓልቲ ፀወታ ሻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)7ይ ዙር ካልኣይ መዓልቲ ፀወታታት ሻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ ዝቕፅሉ እንትኾኑ ፒኤስጂ ምስ ማንቼስተር ሲቲ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ምሸት ሰዓት 2፡45 ኣርቢ ላይፕብዚግ ምስ ስፖርቲንግ ሊዝበን ከምኡ እውን ሻካታር ዶኔስክ ምስ ስታድ ብሬስት ክራኸባ ኢየን፡፡ ምሸት ሰዓት 5 ድማ ካብቲ ውድድር ናይ…

ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓል ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ መዓልቲ ምሸት 7ይ ዙር ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ዝካየዱ እንትኾኑ ቤኔፊካ ምስ ባርሴሎና ከምኡ እውን ኣትሌቲኮ ማድሪድ ምስ ባየርሊቨርጉሰን ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ምሸት 2፡45 ኣብ ቤርጋሞ ጋንታ ኣታላንታ ምስ ስትሩም ግራዝ ከምኡ እውን ሞናኮ ምስ ኣስቶንቪላ ፀወተአን ከካይዳ…

አርሊንግ ሃላንድ ኣብ ማንቸስተር ሲቲ ክሳብ 2034 ዘፅነሖ ኩንትራት ፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ተፃዋታይ ክፍሊ ምጥቃዕ ማንቸስተር ሲቲ አርሊንግ ሃላንድ ኣብታ ጋንታ ክሳብ 2034 ዘፅነሖ ውዕሊ ከምዝፈረነ ተገሊፁ። ወዲ 24 ዓመት ኖርዌያዊ ኣጥቃዒ ካብ ቀረባ እዋን ንደሓር ብቕዓቱ እናወረደ ምምፅኡ ስዒቡ ካብታ ጋንታ ክለቅቕ ይኽእል ኢዩ ዝብል ወረ እናተሰምዐ ከምዝነበረ ፀብፃባት የመላኽቱ። ሃላንድ ከም ኣቆፃፅራ…

ኣብ ማራቶን ዶሃ ኣትሌት እታለማሁ ስንታየሁ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2027 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኳታር ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ማራቶን ዶሃ ኣትሌት እታለማሁ ስንታየሁ ተዓዊታ። ኣትሌት እታለማሁ ነቲ ርሕቐት 2 ሰዓት 21 ደቒቕን 43 ሰከንድን ብምዝዛዝም እንትትዕወት÷ ካልኦት ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት እውነ ክሳብ 5ይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዘዚመ። ብመሰረት እዚ ሙሉሃብት ፀጋ 2ይቲ፣ ዝናህ ሰንበታ 3ይቲ፣…