Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ፍፃመ ውድድር ደቂ ኣንስትዮ 10 ሽሕ ሜትሮ ሎሚ ክካየድ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍፃመ ውድድር ደቂ ኣንስትዮ 10 ሽሕ ሜትሮ ሎሚ ምሸት ሰዓት 4:20 ክካየድ እዩ። ኣብ ኦሪገን ኣሜሪካ ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 18 ሻምፕዮን ኣትሌቲክስ ዓለም ኣብ ካልኣይ መዓልቲ ኢትዮጵያ ናይ 10 ሽሕ ሜትሮ ናይ ደቂ ኣንስትዮ ውድድር ፍፃመ ከተካይድ እያ። ኣብ ፍፃመ እቲ ውድድር ድማ ኣትሌት ለተሰንበት ጊደይ፣ ኣትሌት ቦስና ሙላቴ፣ ኣትሌት እጅጋየሁ ታየ ከምዝሳተፋ እቲ ዝወፀ መርሃ ግብሪ ይሕብር። ብኻልእ ወገን ድማ ምሸት ሰዓት 5ን 5ን ኣብ ዝካየድ ናይ ደቂ ኣንስትዮ ፍርቂ ፍፃመ…
Read More...

ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዝሚሳተፉሉ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ካብ ሎሚ መዓልቲ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዝሚሳተፉሉን ልዑል ውፅኢት ከምፅኡ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ዝግበረሉን ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ክካየድ ኢዩ። እቲ ሻምፒዮና ንተኸታተልቲ 10 መዓልቲታት ከምዝካየድ ተገሊፁ። ውድድር ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ብቻናል ኢቲቪ መዝናኛ ኣቢሉ ብቐጥታ ከምዝፍኖ እቲ ጣቢያ ኣፍሊጡ።…

መስኮት ዝውውር ጋንታታት ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ከምዝተኸፈተ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መስኮት ዝውውር ጋንታታት ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2015 ሎሚ መዓልቲ ከምዝተኸፈተ ተገሊፁ። እቲ እዋን ዝውውር ክሳብ 19 መስከረም 2015 ዓ.ም ከምዝፀንሕ ካብ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…

ኣሰልጣኒ ውበቱ ኣባተ ንመፃረዪ ፀወታ ቻን 23 ተጻወትቲ ፀዊዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ሃገራዊት ጋንታ ደቡብ ሱዳን ቅድመ መፃረዪ ፀወታ ቻን ዝፅበያ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ 23 ተፃወትቲ ዕላዊ ገይራ። ብኣሰናዳእነት ኣልጄሪያ ዝካየድ ውድድር ፅዋዕ ሃገራት ኣፍሪካ ቻን፥ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ደቡብ ሱዳን ቅድመ መፃረዪ ፀወታ ክትገብር ኢያ። 15ን 24ን ሓምለ 2014 ዓ.ም ዝግበሩ እቶም ክልቲኦም…

ሓፀርቲ ናይ ዝውውር ዜናታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለያ ጋንታታ ኩዕሾ እግሪ ኣውሮፓ ኣብ ዝቕፅል ዘመነ ውድድር ተጠናኺረን ንምቕራብ  ኣብ ናይ ዝውውር ዕዳጋ እናተሳተፋ ይርከባ። ቅድም ክብል ኧርሊንግ ሃላንድን ካብ ቦርሲያ ዶርቱሙንድ ዘፈረመት ሻምፒዮና ፕሪሜርሊግ እንግሊዝ ጋንታ ማንቸስተር ሲቲ፥ ሎሚ መዓልቲ ድማ ንኬልቪን ፊሊፕስን ካብ ጋንታ ሊድስ ዩናይትድ ኣፈሪማቶ።…

ሻምፒዮን ውድድር ፍፃመ ብሽክሌታ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስፖርተኛታት ሃገራዊት ጋንታ ንምምልማል ከምዝሕግዝ ዝእመነሉ ሻምፒዮን ውድድር ፍፃመ ብሽክሌታ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ እናተኻየደ ይርከብ፡፡ እቲ ውድድር÷ ሓላፊ ቴክኒክ ፌደሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኣይተ ግዛቸው መኮንን ኣመራርሓ ኮሚሽን ምምሕዳር  ስፖርትን መናእሰይን ድሬዳዋን ኣጀሚሮሞ፡፡ ሓላፊ ቴክኒክ ፌደሬሽን…

ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ቅዱስ ጊዮርጊስ ሻምፒዮና ቤት ኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ቅዱስ ጊዮርጊስ ሻምፒዮና ቤት ኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ 2014 ዓ.ም ኮይና። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ናይ መወዳእታ መበል 30 ፀወታ ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ምስ ኣዲስ ኣበባ ከተማ ተራኺባ 4 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ሻምፒዮና ክትከውን ክኢላ። ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ተዓዊታ ንኽትወፅእ ኢስማኤል…