ስፓርት
ሃዲያ ሆሳእና ንባህርዳር ብምስዓር ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካልኣይ ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ሃዲያ ሆሳእና ንባህርዳር 1 ን 0 ብምስዓር ዓወት ቀኒዑዋ።
ሃዲያ ሆሳእና ካብ ጋንታ ባህርዳር ከተማ ሰለስተ ነጥቢ ንኽትወስድ ዘኽአለት ሽቶ ዳዋ ሆቴሳ ኣብ መበል 90 ደቒቕ ኣመዝጊቡዋ።
እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ
ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ…
Read More...
ጋንታ ወላይታ ዲቻ ኣብ ልዕሊ ኣዳማ ከተማ ዓወት ኣመዝጊባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካልኣይ ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ደቂ ተባዕትዮ ኢትዮጵያ ወላይታ ዲቻ ኣብ ልዕሊ ኣዳማ ከተማ ዓወት ኣመዝጊባ።
ወላይታ ዲቻ ስንታየሁ መንግስቴ ብዘቑፀረን ሽቶታት ኢያ፤ 2 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ክትስዕር ክኢላ።
እተን ሽቶታት ኣብ 5ይን 24 ደቒቕ ከቑፅረን ኪኢሉ።
ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ መርሃ-ግብሪ ሎሚ መዓልቲ…
ኮማንደር ኣትሌት ቱሉ ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ብምዃን ተመሪፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮማንደር ኣትሌት ቱሉ ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ብምዃን ተመሪፃ።
ኣትሌት ደራርቱ ንዝቕፅሉ ኣርባዕተ ዓማውቲ ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ብምዃን ክትመርሕ ኢያ፡፡
ኣትሌት ደራርቱ ቱሉ፥ ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ዓማውቲ ተቀዳሚት ፕሬዚዳንት እቲ ፎዴሬሽን ኮይና እናገልገለት ፀኒሓ ኢያ፡፡
እታ ኣትሌት…
ኣብ ፕሮሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ባህርዳር ከነማ ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ፕሮሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ባህርዳር ከነማ ንሲዳማ ቡና 3 ን 1 ብምስዓር ተዓዊታ።
ክልተ ሽቶታት ጋንታ ባህርዳር ከነማ ፍፁም ኣለሙ ኣብ መበል 5 ን 18 ደቒቕ እንተቑፅረን ሳልሰይቲ ሽቶ ድማ ባየ ገዛሀኝ ኣብ 53 ደቒቕ ኣመዝጊቡዋ።
ብሕታዊት ሽቶ ጋንታ ሲዳማ ቡና ድማ ዳዊት ተፈራ ኣብ መበል 88 ደቒቕ ከመዝግባ…
ኣብ ድልድል ውድድር ኣውዲቕካ ምሕላፍ ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ጋንታ ባርሴሎና ምስ ጋንታ ፓሪስ ሴንት ጄርማ ተራኺበን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምድብ ድልድል ውድድር ኣውዲቕካ ምሕላፍ ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ዕላዊ ኮይኑ።
ብመሰረት እዚ፦
ባርሴሎና ምስ ፓሪስ ሴንት ዤርሜን
ቦርሺያ ሞንቼግላድባህ ምስ ማንቸስተር ሲቴ
ላዚዮ ምስ ባየርን ሙኒክ
ኣትሌቲኮ ማድሪድ ምስ ቼልሲ
ኣርቢ ሌብዢግ ምስ ሊቨርፑል
ፖርቶ ምስ ጁቬንቱስ
ሲቪያ ምስ…
መበል 24 ስሩዕ ሓፈሻዊ ጉባኤ ፎዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ የሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 24 ስሩዕ ሓፈሻዊ ጉባኤ ፎዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ የሳለጥ ኣሎ።
እቲ ጉባኤ ኣብ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ በጀት ዓመት 2012 ዓ.ም፣ ፅብፃብ ኦዲት ወፃኢ፣ ኣብ ስትራቴጂክ ትልሚ ዝቕፅሉ ሸሞንተ ዓመታትን ትልሚ በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም እቲ ፌዴሬሽንን ኣድሂቡ ክዛተ ኢዩ ተባሂሉ።
እቲ ፌዴሬሽን ንቐፃሊ ኣርባዕተ ዓመት…
መበል 60 ዓመት ዝኽሪ ዓወት ማራቶን ኦሎምፒክ ሮም ሻምበል ኣበበ ቢቂላ ኣብ ሆቴል ሸራተን ኣዲስ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል 60 ዓመት ዝኽሪ ዓወት ማራቶን ኦሎምፒክ ሮም ሻምበል ኣበበ ቢቂላን ካብ ሜልቦርን (1956) ክሳብ ኦሎምፒክ ሪዮ (2016) ዝነበሩ ውድድራት ኦሎምፒክ ተሳቲፎም ሃገር ዘኹርዑ ጀጋኑ ኣትሌታት ዝዝከሩሉ መርሃ ግብሪ ኣብ ሆቴል ሸራተን ኣዲስ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ ብኣሰናዳእነት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ዝተዳለወ መርሃ…