ስፓርት
ቡካዮ ሳካ ካብ 4 ክሳብ 6 ሰሙናት ካብ ሜዳ ከምዝርሕቕ ኣሰልጣኒ ሚኬል ኣርቴታ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)እንግሊዛዊ ተፃዋታይ ጋንታ ኣርሴናል ቡካዮ ሳካ ካብ 4 ክሳብ 6 ሰሙናት ካብ ሜዳ ከምዝርሕቕ ኣሰልጣኒ ሚኬል ኣርቴታ ገሊፁ፡፡
እቲ ተፃዋቲ ጋንትኡ ኣርሴናል ንክርስታል ፓላስ 5 ን 1 ኣብ ዝሰዓረትሉ ፀወታ ቅድሚ ዕረፍቲ ብምኽንያት ጉድኣት ምሽንቃቕ ጭዋዳ ካብ ሜዳ ምውፅኡ ይዝከር፡፡
ኣሰልጣኒ እታ ጋንታ ሚኬል ኣርቴታ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ÷ ቡካዮ ሳካን ዘጋጠሞ ጉድኣት ንብዙሓት ሰሙናት ካብ ሜዳ ከምዘርሕቖ ተዛሪቡ፡፡
ይኹን እምበር ቡካዮ ሳካ ቅድሚ ምዝዛም እቲ ውድድር ዓመት ክምለስ…
Read More...
ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብሱዳን መዘነኣ ተሳዒራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መፃረዪ ፀወታ ውድድር ፅዋዕ ሃገራት ኣፍሪካ (ቻን) ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብሱዳን መዘነኣ 2 ን 0 ተሳዒራ፡፡
ክልቲአን ሃገራዊ ጋንታታት ናይ ወመዳእታ ዙር መፃረዪ ፀወታ ቻን ቀዳማይ እግሪ ፀወታ ሰዓት 11 ኣብ ሊቢያ ቤንጋዚ ስታዲየም ቤኒና ማርትየርስ ተኻይዱ፡፡
ኣብቲ ፀወታ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብሱዳን…
ማንቼስተር ዩናይትድ እንትሰዓር ቼልሲ ነጥቢ ተኻፊላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 17 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣብ ኦልድትራፎርድ ንቦርንሞውዝ ዘተኣናገደት ማንቼስተር ዩናይትድ 3 ን 0 እንትሰዓር ቼልሲ ምስ ኤቨርተን ነጥቢ ተኸኻላ፡፡
ካብ ሰዓት 11 ጀሚሩ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ቦርንማውዝ ንኽትዕወት ዲያን ሁጅሰን፣ ክሉቨርትን ሴሜኞን ሸቶታት ኣመዘገቢም፡፡
ናብ ስታዲየም…
ስለሺ ስህን ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ብምዃን ተመሪፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣትሌት ስለሺ ስህን ካብ 26 ድምፂ 11 ድምፂ ብምርካብ ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ብምዃን ተመሪፁ።
አትሌት ስለሽ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ ዘካየዶ መበል 28 ስሩዕ ጉባኤ ኢዩ ተመሪፁ ዘሎ፡፡
እቲ ኣትሌት ንሓጋዚት ኮሚሽነር ኣትሌት ደራርቱ ቱሉ ብምትካእ ንዝቕፅሉ ኣርባዕተ ዓመታት ነቲ ፌዴሬሽን…
ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ትፅቢት ዝግበረሎም ፀወታታት ሎሚ ምሸት ክካየዱ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 17 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ እንትቕፅል ሓሙሽተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም፡፡
ኣጋግዘ ሰዓት 11 ኣብ ዝግበሩ ፀወታታት ጋንታ ቼልሲ ናብ ስታዲየም ጉዲሰን ፓርክ ብምምራሕ ምስ ኤቨርተን ክትራኸብ ኢያ።
ብኣሰልጣኒ ሩበን ኣሞሪም ትምራሕ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ኦልድትራፎርድ ንቦርንማውዝ ክተተኣናግድ…
መበል 28 ሓፈሻዊ ጉባኤ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 28 ሓፈሻዊ ጉባኤ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ።
ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ሸዊት ሻንካ፥ ኣትሌቲክስ ንኢትዮጵያ ኣብ ኣደባባይ ዓለም ብምፍላጥ ልዑል ግደ ዘለዎን ልዕሊ ውድድር ከምዝኾነን ገሊፀን።
መንግስቲ ነቲ ዓውዲ ፍሉይ ቆላሕታ ከምዝህቦ እውን ተዛሪበን።
ኣብቲ ጉባኤ ቃለ ጉባኤ መበል 27…
ኣብ ናይ ሎሚ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣስቶንቪላ ምስ ማንቼስተር ሲቲ ዝገብርኡ ፀወታ ልዑል ቀልቢ ዝሰሓበ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 17 ሰሙን ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ክካየድ ኢዩ።
ኣብቲ ናይ ሎሚ ፀወታ እንግሊዝ ኣስቶንቪላ ምስ ማንቼስተር ሲቲ ሰዓት 9፡30 ድሕሪ ቀትሪ ዝገብርኡ ግጥም ልዑል ቀልቢ ዝሰሓበ ኢዩ።
ኣብቲ ናይ ሎሚ መርሃ ግብሪ ብረይንት ፎርድ ምስ ኖቲንግ ሃም ፎረስት፣ ኢፕስዊች ታውን ምስ ኒው ካስትል፣ ዌስት ሃም…