Fana: At a Speed of Life!

ሸኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ ብሕልፈት ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሲስ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት  ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ሸኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ ብሕልፈት መራሒ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስቲያን ሮም ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሲስ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም፡፡

እቶም ፕሬዚዳንት ናብ ሊቀ ጳጳስ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁእ ካርዲናል ኣቡነ ብርሃነ ኢየሱስ ኣብ ዝለኣኹዎ መግለፂ ሓዘን ብሕልፈተ ህይወት ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሲስ ዝተሰመዖም ሓዘን ብምግላፅ፤ ንስድረኦምን ነመሳርሕቶምን ፅንዓት ተመኒዮም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.