ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ንበዓል ዒድ ኣልፈጥር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፈን
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፈን።
ኣብ መልእኽተን ድማ “ንመላእ ተኸተልቲ እምነት እስልምና እንኳዕ ን1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ኣብፀሐኩም” ኢለን።