Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ፋብሪካ መሕፀቢ ፈሓም እምኒ ልምዓት ዕደና ኢቲ ኣ.ማ መሪቖም ከፊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ክልል ደቡብ ምዕራብ ዞባ ዳውሮ ዝተሃነፀ ፋብሪካ መሕፀቢ ፈሓም እምኒ ልምዓት ዕደና ኢቲ ኣ.ማ መሪቖም ከፊቶም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ ፋብሪካ ብብርኪ ሃገር ዘሎ ፍሪያት ፈሓም እምኒ ዘመሓይሽ ኢዩ ኢሎም።

ብተወሳኺ ኣብቲ ከባቢ ንዝነብሩ ዜጋታት ዕድል ስራሕ ዝፈጠረ ከምዝኾነ ኣብሪሆም።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.