Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶር) ካብ ፕሬዚዳንት ታንዛኒያ ዝተለኣኸ መልእኽቲ ተቐቢሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶር) ካብ ሪፐብሊክ ታንዛኒያ ፕሬዚዳንት ሳሚያ ሱሉሁ ሐሰን (ዶ/ር) ዝተለኣኸ መልእኽቲ ተቐቢሎም፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድይኦም ከምዝበልዎ÷ሎሚ ንግሆ ካብቶም ፕሬዚዳንት ዝተለኣኸ መልእኽቲ ምቕባሎም ገሊፆም፡፡
እቲ መልእኽቲ ዘብፅሑ ነበር ፕሬዚዳንትን ናይ ሕዚ ፕሬዚዳነት ሳሚያ ሱሉሁ ሐሰን (ዶ/ር) ፍሉይ መልእኽተኛ ዝኾኑ ጃካያ ሚሪሾ ኪክዌቴ(ዶ/ር) ምዃኖም ሓቢሮም፡፡
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.