Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ጀነራል ኣመራርሓታት ምክልኻል ሰራዊት ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ጀነራል ኣመራርሓታት ምክልኻል ሰራዊት ዘቲዮም።

እቲ ዘተ ኣብ ሃገራዊን ቀጣናዊን ሰላምን ፀፅታን ጉዳያት ጠመተ ብምግባር ምዝታዮም እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ገሊፆም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.