Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ዐቢይ (ዶ/ር)ምስ ፕሬዚዳንት መፍትሒታት ዘላቒ ልምዓት ኔትዎርክ ተዛቲዮም

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት መፍትሒታት ዘላቒ ልምዓት ኔትዎርክ ሕቡራት መንግስታት ጄፍሪ ዲ ሳች (ፕ/ር) ተዛቲዮም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኮሎምቢያ ዳይሬክተር ማእኸል ዘላቒ ልምዓትን ፕሬዚዳንት መፍትሒታት ዘላቒ ልምዓት ኔትዎርክ ሕቡራት መንግስታት ጄፍሪ ዲ ሳች (ፕ/ር) ከምዝተዛተዩ ተዛሪቦም፡፡

ኣብ ዘተኦም ድማ ምስ ዕቤት ኣብ ዝተተሓሓዙ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ከምዝተዛተዩ ብምግላፅ÷ ጄፍሪ ዲ ሳች (ፕ/ር) ሕዚ እውን ናይ ኢትዮጵያ ፅቡቕ ፈታዊ ከምዝኾኑ ኣልዒሎም፡፡

እቲ ዘተ ጎድና ጎድኒ ካልኣይ መዓልቱ ዝሓዘ መበል 38 ስሩዕ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ዝተኻየደ ኢዩ፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.