Fana: At a Speed of Life!

በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ድሬዳዋ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ብተኸተልቲ እምነት እስልምና ብድምቀት ይኽበር ኣሎ፡፡

እቲ በዓል ዒድ ሶላት ሓዊሱ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ-ስርዓታት ኢዩ እናተኸበረ ዝርከብ፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.