ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ መበል 18 ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ።
ሰብሳቢት ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ሕጊን ፍትሒን ወ/ሮ እጸገነት መንግስቱ፥ ኢንስቲትዩት ፈትሒን ሕጊን ፌዴራል ከምብሓዱሽ ንምጥያሽ ዝተሰናድአ ረቂቕ ኣዋጅ ዝጠመተ ፀብፃብን ውሳነ ሓሳብን ኣቕሪበን።
እቲ ባይቶ፥ ቃለ ጉባኤ መበል 17 ስሩዕ ኣኼባ እውን ብሙሉእ ደምፂ ኣፅዲቑ።
ሰለስተ ረቀቕቲ ኣዋጃት ጠሚቱ ዝቐርብ ፀብፃብን ውሳነ ሓሳብን እወን መርሚሩ ከፅድቕ ኢዩ ዘብል ትፅቢት ኣሎ።
ብየሻምበል ምህረት