Fana: At a Speed of Life!

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣፈፃፅማ ስራሕ ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ይሰምዕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ 4ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 1ይ ህፁፅ ጉባኤ ኣፈፃፅማ ስራሕ ሰለስተ ዓመት ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ይሰምዕ ኣሎ፡፡

ኣፈ-ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ እቲ ኮሚሽን ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓመታት ዝወገኖም ተግባራት ከምዝቐርቡን ቀፃሊ ኣንፈት ከምዝቕመጥን ገሊፆም፡፡

ኣብዚ ሕዚ እዋን ድማ ካብ ኮሚሽን ዋና ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር) ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ ትካሎም እናቕረቡ ከምዝርከቡ ካብቲ ባይቶ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.