Fana: At a Speed of Life!

ቤት ትምህርቲ ላዕለዋይ መሰልጠኒ ሰብ ፍሉይ መዓርግ ጦላይ ሰልጠንቲ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ትምህርቲ ላዕለዋይ መሰልጠኒ ጦላይ መበል ዓስራይ ዙር ምልምል ወተሃደራትን መበል 27  ሰብ ፍሉይ መዓርግን ሰልጠንቲ ኣመሪቑ።

ዋና ኣዛዚ ቤት ትምህርቲ ላዕለዋይ መሰልጠኒ ሰብ ፍሉይ መዓርግ ጦላይ ብርጋዴር ጄኔራል ጡምሲዶ ፊታሞ፥ እቶም ተመረቕቲ ንኢትዮጵያ ዘብዒ ንምዃን ብምብቅዖም ክብሪ ክስመዖም ይግባእ ኢሎም።

እቶም ተመረቕቲ ነዚ ዘበን ዝምጥን ጥበብን ሳይንስን ምቕሳሞም ብምሕባር፥ ኣብዛ ሃገር ዘነፃፅር ዝኾነ ይኹን መጥቃዕቲ ንምምካት ድልዋት ከምዝኾኑ ኣረጋጊፆም።

ንተመረቕቲ ወተሃደራት መለዮን መዓርግን ናይ ምልባስ ስነ ስርዓት እውን ተኻይዱ።

ብክብሩወሰን ኑሩ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.