Fana: At a Speed of Life!

ብኤሌክትሪክ ዝሰርሓ ኣውሮፕላናት ኣብ ኣገልግሎት ንምውዓል ዘኽእል ስምምዕት ተኸቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ኣርቸር ኣቪዬሽንን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ብምትሕብባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ስምምዕነት ከቲሞም።

እቲ ስምምዕነት፥ ብኤሌክትሪክ ዝሰርሓ ኣውሮፕላናት ኣብ ኣገልግሎት መጓዓዝያ ኣየር ንምውዓል ዘኽእል ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ብመሰረት  ፕሮግራም በረራ ኣርቸር ኤር ለይቲ ዝግበሩ ኣገልግሎታት ፅዕነት ንምሃብ ዝዓለመ ከምዝኾነ እውን ተሓቢሩ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.