Fana: At a Speed of Life!

ብፅሒት ውሽጢ ሃገር ቀረብ መድሓኒት ኢትዮጵያ 36 ሚኢታዊ በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብፅሒት ውሽጢ ሃገር ቀረብ መድሓኒት ኢትዮጵያ 36 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ ሚኒስትር ዴኤታ ጥዕና ፍሬህይወት ኣበበ ተዛሪበን፡፡

ፎረም ፋርማስቲካል ኢትዮጵያ ንምጥያሽ ዝዓለመ ጉባኤ ይካየድ ኣሎ፡፡

እተን ሚኒስትር ዴኤታ ኣብቲ መድረኽ÷ ብፅሒት ፍርያት ውሽጢ ሃገር ቀረብ መድሓኒት ኢትዮጵያ 36 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ ብምግላፅ፤ እዚ ድማ ምስ ዝሓፉ እዋናት ጋር እንትነፃፀር 28 ሚኢታዊ ሓለፋ ከምዘርአየ ሓቢረን፡፡

ኣብ ዝሓፉ እዋናት ኢትዮጵያ ጠለብ መድሓኒት ንምምላእ ብዓመት ልዕሊ 21 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዶላር ወፃኢ ከምተውፅእ ኣዘኻኺረን።

90 ሚኢታዊ ዝኸው ቀረብ መድሓኒት እታ ሃገር ካብ ወፃኢ ብዝመፅኢ ፍርያታት ዝሽፈን ከምዝኾነ እው ገሊፀን፡፡

ብቃለኣብ ግርማ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.