Fana: At a Speed of Life!

ንጉስ ኢስዋቲኒ ምስዋቲ ሳልሳዊ ኣብ ብሄራዊ ቤተ-መንግስቲ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዲሪኢ ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ንንጉስ ኢስዋቲኒ ምስዋቲ ሳልሳዊ ኣብ ብሄራዊ ቤተ-መንግስቲ ኣጎብኒዮምዎም።

ንጉስ ምስዋቲ ሳልሳዊ ኣብቲ እዋን፥ ብዕድመ ፕሬዚዳን ታዬ ብሄራዊ ቤተ መንግስቲ ምጉብናዮም ከምዘሕጎሶም ገሊፆም።

እቲ ቤተ- መንግስቲ ብዙሓት ታሪኻት ኣብ ውሽጡ ዝሓዘ ከምዝኾነ ምዕዛቦም እውን ኣልዒሎም፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.